ጽንብል ዓመታዊ በዓል ዓወት ሩስያ ብስእሊ

Published

እዚ በዓል፡ ነቲ ሕብረት ሶቭየት ኣብ ልዕሊ ናዚ ጀርመን ኣብ 1945 ግዜ ካልኣይ ኲናት ዓለም ዝተጐናጸፈቶ ዓወት ዝዝክር እዩ።

ፕረዚደንት ሩስያ ቭላድሚር ፑቲን ኣብ ቀይሕ ኣደባባይ መደረ ኣስሚዑ
መግለጺ ስእሊ, ፕረዚደንት ሩስያ ቭላድሚር ፑቲን ኣብ ቀይሕ ኣደባባይ መደረ ኣስሚዑ
ወተሃደራት ሩስያ ኣብ ሞስኮ ቀይሕ ኣደባባይ
መግለጺ ስእሊ, መዓልቲ ዓወት ሩስያ፡ ሕብረት ሶቭየት ኣብ እዋን ካልኣይ ኲናት ዓለም ንዘመዝገበቶ ዓወት ዝዝከረሉ ጽንብል እዩ
ወተሃደራት ሩስያ ኣብ ቀይሕ ኣደባባይ ሞስኮ
መግለጺ ስእሊ, ወተሃደራት ሩስያ ኣብ ቀይሕ ኣደባባይ ሞስኮ
ኣብ እዋን ካልኣይ ኲናት ዓለም፡ ኣብ ዶንባስ ንዝተሰውኡ ወተሃደራት ናይ ሓደ ደቒቕ ናይ ሕልና ዝኽሪ ተገይሩሎም
መግለጺ ስእሊ, ኣብ እዋን ካልኣይ ኲናት ዓለም፡ ኣብ ዶንባስ ንዝተሰውኡ ወተሃደራት ናይ ሓደ ደቒቕ ናይ ሕልና ዝኽሪ ተገይሩሎም
ወተሃደራት ሩስያ
መግለጺ ስእሊ, ጽንብል መዓልቲ ዓወት ሩስያ፡ ሕብረት ሶቭየት ኣብ 1945 ኣብ ልዕሊ ናዚ ጀርመን ዘመዝገበቶ ዓወት ዝዝክር እዩ። ኣብዚ ሕጂ እዋን ምስ ሩስያ ኣብ ኲናት ተጸሚዱ ዝርከብ ፕረዚደንት ዩክረይን ዘለንስኪ ግን፡ እቲ ብሩስያ ዝግበር ዘሎ ደብዳብ ከተማታትን ጃምላዊ ምፍንቓልን "ንናዚ የዘኻኽር" ክብል ገሊጹ
ባንዴራ ሩስያን ሕብረት ሶቭየትን ዝሓዙ ወተሃደራት
መግለጺ ስእሊ, ባንዴራ ሩስያን ሕብረት ሶቭየትን ዝሓዙ ወተሃደራት