መረጻ ኣመሪካ 2024፡ ካማላ ሃሪስ ስዕረታ ተኣሚና፡ ባይደን መደረ ክህብ ይዳሎ

ምንጪ ስእሊ, Getty Images
Published ንባብ: 1 ደቓይቕ
- 'ኣመሪካ ዝያዳ ክትሕይል'የ ተስፋ ዝገብር”- ፕረዚደንት ዩክረይን
- ካማላ ሃሪስ ነቲ ስግግር ስልጣን ከም እትሕግዝ ቃል ኣትያ
- ዶናልድ ትራምፕ ካቢኔኡ ክመዝዝ ትጽቢት ይግበር
- ካማላ ስዕረታ ተቐቢላ ኣብ ዝሃበቶ መግለጺ፡ "ብዙሓት ናብ ጸልማት ንኣቱ ከም ዘለና'ዩ ዝስምዖም፤ ግን ከምኡ ከም ዘይኰነ ተስፋ እገብር" ኢላ
- ትራምፕ ካብተን ሸውዓተ ወሰንቲ ግዝኣታት መረጻ ኣመሪካ ኣብ ሓሙሽቲአን ተዓዊቱ
- ሪፐብሊካን ንሰኔት ኣመሪካ ተቘጻጺሮም
ሓጸርቲ ቪድዮታት ዝለል እና ቀጽልሓጸርቲ ቪድዮታት
መወዳእታ ሓጸርቲ ቪድዮታት