ኔታንያሁ፡ ‘እዚ እዋን ኲናት’ዩ’ ብምባል ምስ ሓማስ ተኹሲ ደው ምባል ነጺጕ

ትካላት ረድኤት ሕቡራት ሃገራት እቲ ኣብ ሞንጐ እስራኤልን ሓማስን ዝቕጽል ዘሎ ጐንጺ ጠጠው ክብል ይሓታ ኣለዋ። ቀዳማይ ሚኒስትር እስራኤል ቤንጃሚን ኔታንያሁ ግን፡ ምቁራጽ ተጻብኦ “ንሓማስ ኢድ ምሃብ’ዩ” ብምባል ነቲ ዝቐርብ ዘሎ ጻውዒታት ነጺጉ።

ቀጥታዊ ሸፈነ

  1. ኣውስትራልያ፡ ነታንያሁ ንሓቅነት ኲናት ቓዛ 'ብምኽሓዱ' ከሲሳ

  2. ቢንያም ግርማይ፡ ኣምባሳደር ሕቡራት ሃገራት ክኸውን ተመዚዙ

  3. ሓማስ ንዂናት ቓዛ ክምክቶ ይኽእልዶ ይኸውን?

  4. እስራኤል ኣብ ባይቶ ጸጥታ ኣብ ዝተነቕፈትሉ፡ ነታንያሁ ኣብ መደቡ ይጸንዕ

  5. እስራኤል፡ ከተማ ቓዛ ንምቍጽጻር ዘጽደቐቶ ውጥንን ዝፈጠሮ ቍጥዐን

  6. ሓማስ ደሞዝ መንግስቲ ዝኸፍለሉ ምስጥራዊ መርበብ

  7. ሰበስልጣን እስራኤል ነበር፡ ኲናት ቓዛ ከብቅዕ ንትራምፕ ጻውዒት ኣቕሪቦም

  8. ሱዳን፡ ኣብ ሓንቲ ሃገር ክልተ መንግስታት ናበይ ክወስዳ እዩ?

  9. ሓማስ፡ ሃገረ ፍልስጤም ክሳብ ዘይተመስረተት ዕጥቁ ከም ዘይፈትሕ ኣነጺሩ

  10. ፈረንሳ፡ ምግዓዝ ቓዛውያን ንምንታይ ኣቋሪጻ?

  11. ካናዳ ንፈረንሳን ብሪጣንያን ስዒባ ንሃገረ ፍልስጤም ኣፍልጦ ክትህብ መዲባ

  12. ብሪጣንያ፡ ንፍልስጤም ኣፍልጦ ክህብ'የ ዝበለትሉ ቅድመ-ኵነት እንታይ'ዩ?

  13. ቓዛ፡ ጥሜት ንሰብነትካ እንታይ'ዩ ዝገብሮ?

  14. ኣፍጋኒስታን ክሳብ ኢራን፡ ወተሃደራዊ ምትእትታዋት ኣመሪካን ውጽኢቶምን

  15. እስራኤል ኣብ ገለ ክፋል ቓዛ 'ታክቲካዊ ውግእ' ደው ከተብልን ረድኤት ክኣቱ ክትፈቅድን'ያ

  16. ታሪኽ እቲ ንዓለም ዘሰንበደ ስእሊ ጥምየት ቓዛ

  17. ሲሶ ካብ ህዝቢ ቓዛ ንመዓልታት ከም ዘይተመገበ ሕቡራት ሃገራት ኣፍሊጡ

  18. ኢራን፡ ዳግማይ ንዩክለሳዊ ዝርርብ ንምክያድ ምስ ዲፕሎማሰኛታት ኤውሮጳ ተራኺባ

  19. ፈረንሳ ንሃገረ ፍልስጤም ኣፍልጦ ከም እትህብ ማክሮን ገሊጹ

  20. ድሕሪ'ቲ ሳሕቲ ዘጋጥም ዕድል ናብ ቓዛ ዝበጽሑ መራሕቲ ሃይማኖት 'ልብና ተሰይሩ እዩ' ኢሎም