ኔታንያሁ፡ ‘እዚ እዋን ኲናት’ዩ’ ብምባል ምስ ሓማስ ተኹሲ ደው ምባል ነጺጕ

ትካላት ረድኤት ሕቡራት ሃገራት እቲ ኣብ ሞንጐ እስራኤልን ሓማስን ዝቕጽል ዘሎ ጐንጺ ጠጠው ክብል ይሓታ ኣለዋ። ቀዳማይ ሚኒስትር እስራኤል ቤንጃሚን ኔታንያሁ ግን፡ ምቁራጽ ተጻብኦ “ንሓማስ ኢድ ምሃብ’ዩ” ብምባል ነቲ ዝቐርብ ዘሎ ጻውዒታት ነጺጉ።

ቀጥታዊ ሸፈነ

  1. ኣብ ሰሜን ቓዛ ሓንቲ ተሪፋ ዝነበረት ሆስፒታል ብትእዛዝ እሰራኤል ተዓጽያ

  2. ኣመሪካ ተዅሲ ንምቍራጽ ዘቕረበቶ እማመ፡ እስራኤል ተቐቢላቶ ሓማስ ነጺጉዎ

  3. እስራኤል፡ ብቕትለት ሓደ ሽማግለ ዝተጠርጠረ ኤርትራዊ ተኣሲሩ

  4. ቢቢሲ ዝተዓዘቦ ኵነታት ናይታ ብጥሜት ዝተሃሰየት ህጻን

  5. ኣመሪካ፡ እስራኤል ኣብ ዘሎ ኤምባሲኣ ቦምባ ከፈንጅር ዝፈተነ ሰብ ከምዝሓዘት ኣፍሊጣ

  6. ቓዛ፡ መጥቃዕቲ እስራኤል ትሽዓተ ደቂ ሓንቲ ማህጸን ቀቲሉ

  7. ክልተ ሰራሕተኛታት ኤምባሲ እስራኤል ኣብ ቤተመዘክር ኣይሁድ ዋሽንግተን ተቐቲሎም

  8. ቓዛ፡ ብሪጣንያን ካልኦት መሓዙትን ኣብ ልዕሊ እስራኤል ዓቕለን ተጸንቂቑ ድዩ?

  9. ንኽልተ ሃገራት ዘተፋንና ሰብ ዘይነብረለን ደሴታት

  10. ፕረዚደንት ኣመሪካ ናብ ሃገራት ወሽመጥ ዓረብ ዘካይዶ ዑደት እንታይ ዝዓለመ እዩ?

  11. ቓዛ፡ ትራምፕ ዘይተውሓጠሉ ሓድሽ ውጥን እስራኤል

  12. ቢቢሲ ተለፎናት ብስቱር ብምስላዅ ዘቃልዖ ጥምየትን ፍርሕን ሱዳናውያን

  13. ህይወቶም ካብ ሞት ንምድሓን ቈጽለ-መጽልን ቃንጫን ዝበልዑ ዘለዉ ሱዳናውያን

  14. ንሓማስ 'ደቂ ከልቢ' ክብል ዝጸረፈ መራሒ ፍልስጤም

  15. ዩክረይን፡ ደብዳብ ድሮናት ሩስያ ድሕሪ ግዝያዊ ምቍራጽ ተዅሲ ንፋሲካ

  16. ኣከባብራ በዓል ትንሳኤ ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ብስእሊ - ካብ ግሪኽ ክሳብ ዒራቕ

  17. መልክዕ የሱስ ብሓቂ እንታይ ይመስል?

  18. ኣብዚ ሰሙን ደሃዩ ዝጠፍአ ብሓማስ ጅሆ ዝተትሓዘ ኣመሪካዊ

  19. እስራኤል፡ ኣብ ቓዛ ዝተረፈ ብሕታዊ ሆስፒታል ኣዕንያ

  20. 'ይቕረታ ማማ፡ ሰባት ንምሕጋዝ ዝመረጽኩዎ መንገዲ እዩ'