ኔታንያሁ፡ ‘እዚ እዋን ኲናት’ዩ’ ብምባል ምስ ሓማስ ተኹሲ ደው ምባል ነጺጕ

ትካላት ረድኤት ሕቡራት ሃገራት እቲ ኣብ ሞንጐ እስራኤልን ሓማስን ዝቕጽል ዘሎ ጐንጺ ጠጠው ክብል ይሓታ ኣለዋ። ቀዳማይ ሚኒስትር እስራኤል ቤንጃሚን ኔታንያሁ ግን፡ ምቁራጽ ተጻብኦ “ንሓማስ ኢድ ምሃብ’ዩ” ብምባል ነቲ ዝቐርብ ዘሎ ጻውዒታት ነጺጉ።

ቀጥታዊ ሸፈነ

  1. ጆ ባይደን፡ እስራኤል ኣብ ራፋሕ ንዝተቓልዑ ሰባት ክትከላኸል ጸዊዑ

  2. ቀይሕ ባሕሪ፡ ድሮናት ሑቲ ዝሃድኑ ፓይለታት ኣሜሪካ ውዕሎኦም እንታይ ይመስል?

  3. 'ናበይ ኢና እንኸዶ?' ፍልስጤማውያን

  4. እስራኤል ጅሆ ተታሒዞም ካብ ዝጸንሑ ክልተ ሰባት ከምዘውጽአት ገሊጻ

  5. እስራኤል ኣብ ራፋሕ ንዝወጠነቶ መጥቃዕቲ ስዒቡ ዝቐርብ ዘሎ መጠንቀቕታ እንታይ እዩ?

  6. ብወተሃደራት እስራኤል ምዝርግሖም ዝተረጋገጸ ኣሳእል እንታይ የመልክቱ?

  7. እስራኤል-ቓዛ፡ ፍልስጤማውያን ካብ ራፋሕ ንምግዓዝ ወተሃደራቱ ክዳለዉ ነታንያሁ ኣዚዙ

  8. ስለያኣ ንሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ደቡብ ኣፍሪቃ ከምዘየፈራርሐ እስራኤል ገሊጻ

  9. ጆ ባይደን፡ 'ናይ ምዝካር ዓቕመይ ጽቡቕ'ዩ ዘሎ'

  10. 'ተኸቢብና ኣለና'፡ ኣብ ሓደገኛ ዶብ ማእከላይ ምብራቕ ዝዓረደ ሰራዊት እስራኤል

  11. እስራኤል፡ ብሓማስ ንዝቐረበ ቅድመ ኵነት ተዅሲ ደው ንምባል ብትሪ ነጺጋቶ

  12. ሶርያ፡ እስራኤል ንዒላማታት 'ሆምስ' ከም ዝደብደበት ኣፍሊጣ

  13. ኲናት ቓዛ፡ ሓማስ ንዝቐረበሉ ሓድሽ እማመ ምቍራጽ ተዅሲ መልሲ ሂቡሉ

  14. ኲናት ቓዛ፡ ‘በጃኹም መጺእኩም ኣድሕኑኒ’ ጓል 6 ዓመት ፍልስጤማዊት ሂንደ ራጃብ ካብ ማእከል ሓዊ

  15. ኣሜሪካ ኣብ ልዕሊ ሑቲ ተወሳኺ ደብዳባት ከተካይድ ውዒላን ሓዲራን

  16. የመን፡ ኣሜሪካን ብሪጣንያን ኣብ ዒላማታት ሑቲ ሓባራዊ መጥቃዕቲ ቀጺለን

  17. ሕቡራት ሃገራት ጸብጻብ ኣብ ሱዳን ብጥሜት ዝሞቱ ሰባት ይቕበል ከምዘሎ ኣፍሊጡ

  18. ቱርኪ ናብ ትካል ስለያ እስራኤል፡ ሓበሬታ ኣሕሊፎም ዝበለቶም ሰባት ኣሲራ

  19. ንመጥቃዕቲ ሑቲ ደው ከብል ዘይከኣለ መጥቃዕትታት ኣየር ኣሜሪካን ብሪጣንያን

  20. ኣመሪካ ኣብ ሶርያን ኢራቕን ንዝርከብ ዕላማታት ኢራን ናይ ምድብዳብ መደብ ከምዘለዋ ተገሊጹ