ኔታንያሁ፡ ‘እዚ እዋን ኲናት’ዩ’ ብምባል ምስ ሓማስ ተኹሲ ደው ምባል ነጺጕ

ትካላት ረድኤት ሕቡራት ሃገራት እቲ ኣብ ሞንጐ እስራኤልን ሓማስን ዝቕጽል ዘሎ ጐንጺ ጠጠው ክብል ይሓታ ኣለዋ። ቀዳማይ ሚኒስትር እስራኤል ቤንጃሚን ኔታንያሁ ግን፡ ምቁራጽ ተጻብኦ “ንሓማስ ኢድ ምሃብ’ዩ” ብምባል ነቲ ዝቐርብ ዘሎ ጻውዒታት ነጺጉ።

ቀጥታዊ ሸፈነ

  1. ኣብ ቓዛ ዝግበር መጥቃዕቲ ብምቅዋም ብዋይት ሃውስ ንዝቐረበላ ዕድመ ዝነጸገት ገጣሚት

  2. መራሒ ሓማስ ኣብ እስራኤል ሰላማውያን ኣይቀተልናን ኢሉ

  3. ዝቖሰሉ ፍልስጤማውያን ንፈለማ ግዜ ናብ ሆስፒታላት ግብጺ ኣትዮም

  4. ባኒ ንምርካብ ሰዓታት ሪጋ እትጽበየላ ቓዛ

  5. 'ምስ ህዝብና ኣብዚኣ ንመውት' ዝበላ መነኮሳት ቓዛ

  6. ኣንፃር እስራኤል ተቓውሞታት ይካየድ ኣሎ

  7. ዘለንስኪ፡ 'ግጭት እስራኤልን ቓዛን ንዩክረይን ትኹረት የስእና' ከምዘሎ ኣማሪሩ

  8. እስራኤል ኣብ ቓዛ 'ዘይተመጣጠነ’ መጥቃዕቲ ትፍፅም ኣላ - ኣየርላንድ

  9. ቓዛ፡ 'ሰበይተይ ኣብ ሓሙሽተ ደቒቕ ሞይታ፤ ህይወተይ'ያ ነይራ'

  10. ኣሜሪካ፡ ዘይተዓጠቓ ሰብ-ኣልቦ ነፈርቲ ኣብ ቓዛ ከም ዘውፈረት ተኣሚና

  11. ግጭት እስራኤልን-ሓማስን፡ መራሒ ጉጅለ ሕዝቦላህ እንታይ ኢሉ?

  12. እስራኤል ኣብ ትሕቲ ቀዳማይ ሚኒስተር ነታንያሁ ስምረት ኣለዋ'ዶ?

  13. ኲናት እሰራኤል-ሓማስ፡ ስእላዊ መግለጺ ውዕሎ ሓሙስ

  14. ቻይና ኣብ ግጭት እስራኤልን ሓማስን ዓራቒት ዶ ተበላጺት?

  15. 120 ሽሕ እስራኤላውያን ፍቓድ ዋንነት ኣጽዋር ንምርካብ ኣመልኪቶም

  16. ክርስቲያን ቓዛ፡ ኣብ ክልተ ኣብያተ ክርስቲያን ኣጽሊሎም ውሕስነት ይደልዩ

  17. ቻይና ካብ ኲናት እስራኤል - ሓማስ እንታይ እያ ትደሊ ዘላ?

  18. ኤርትራውያን ኣብ እስራኤል ኵነታቶም እንታይ ይመስል?

  19. የመናውያን ዕጡቓት ሑቲ ናብ እስራኤል ሚሳይላት ከምዝተኮሱ ኣፍሊጦም

  20. ዝጠመዩ ቃዛውያን ንመኻዚኖታት ረዲኤት ሕቡራት ሃገራት ዘሚቶም