ካብ ስፖርት ዓለም፡ ዝሓረናዮም 8 ብሉጻት ስእልታት እዚ ቅነ

Published

ኣብ መላእ ዓለም ካብ ዝነበሩ ፍጻመታት ስፖርት ነዞም 10 ስእልታት እዚኦም ሓሪናልኩም ኣለና።

ኣብ ኣሜሪካ ዊቺታ እትርከብ ጋንታ ሰኪዔት ኮሌጅ ሚቺጋን ዎልቨርኒስ ንጋንታ ሃውስተን ኮዩጋርስ 64 ብ 63 ብዝኾነ ውጽኢት ምስ ሰዓረታ ዝነበረ ፌስታን ሓጎስን ተጻወትቲ
መግለጺ ስእሊ, ኣብ ኣሜሪካ ዊቺታ እትርከብ ጋንታ ሰኪዔት ኮሌጅ ሚቺጋን ዎልቨርኒስ ንጋንታ ሃውስተን ኮዩጋርስ 64 ብ 63 ብዝኾነ ውጽኢት ምስ ሰዓረታ ዝነበረ ፌስታን ሓጎስን ተጻወትቲ
ኣብ ደቡብ ኮርያ ፕዮንግቻንግ ስቴድየም፡ ኣብ ውድድራት ዊንተር ኦሎምፒክ ናይ ዝተሳተፋ ሃገራት ባንዴራ ንተመልከቲ ብኸምዚ ደሚቑ ተራእዩ።
መግለጺ ስእሊ, ኣብ ደቡብ ኮርያ ፕዮንግቻንግ ስቴድየም፡ ኣብ ውድድራት ዊንተር ኦሎምፒክ ናይ ዝተሳተፋ ሃገራት ባንዴራ ንተመልከቲ ብኸምዚ ደሚቑ ተራእዩ።
ህንዳዊ ተጸዋታይ ሸታሕታሕታ በረድ ኣብ ኖርወይ ድሕሪ ፈታንን ከቢድ ንሕንሕ ዝተመልኦን ውድድር መጠን ዛሕሊ እቲ ከባቢ ብኣግራሞት እናተዓዘበ እንከሎ ዝተወሰደት ቅላዕ። መጠን ዋዒ ኣብዚ ካባቢ 13 ዲግሪ ሴንትግሬድ'ዩ።
መግለጺ ስእሊ, ህንዳዊ ተጸዋታይ ሸታሕታሕታ በረድ ኣብ ኖርወይ ድሕሪ ፈታንን ከቢድ ንሕንሕ ዝተመልኦን ውድድር መጠን ዛሕሊ እቲ ከባቢ ብኣግራሞት እናተዓዘበ እንከሎ ዝተወሰደት ቅላዕ። መጠን ዋዒ ኣብዚ ካባቢ 13 ዲግሪ ሴንትግሬድ'ዩ።
ተጸዋታይ ጋንታ ቸልሲ ፔድሮ ኣብ ጸወታታት ፍርቂ ፍጻመ ኤፍ ኤ ካፕ ጋንትኡ ምስ ሌሲስተር ኣብ ዘካየደቶ ግጥም ኣብ ተወሳኺ ደቓይቕ ጋንትኡ ዘዕወተት ሸቶ ድሕሪ ምቑጻሩ ንኣብቲ ኩርናዕ ሜዳ እትረከብ ባንዴራ ብምውቃዕ ታሕጓሱ ክገልጽ ተራእዩ።
መግለጺ ስእሊ, ተጸዋታይ ጋንታ ቸልሲ ፔድሮ ኣብ ጸወታታት ፍርቂ ፍጻመ ኤፍ ኤ ካፕ ጋንትኡ ምስ ሌሲስተር ኣብ ዘካየደቶ ግጥም ኣብ ተወሳኺ ደቓይቕ ጋንትኡ ዘዕወተት ሸቶ ድሕሪ ምቑጻሩ ንኣብቲ ኩርናዕ ሜዳ እትረከብ ባንዴራ ብምውቃዕ ታሕጓሱ ክገልጽ ተራእዩ።
ኣብ ፈረንሳይ ቢዩፎርት ተወዳደርቲ ሸታሕታሕታ በረድ 10 ሽሕ ሜትሮ ዝወድአ ናይ ዓቐበትን ቁልቁለትን ውድድሮም ብኣርባዕተ መዓልቲ ዛዚሞም።
መግለጺ ስእሊ, ኣብ ፈረንሳይ ቢዩፎርት ተወዳደርቲ ሸታሕታሕታ በረድ 10 ሽሕ ሜትሮ ዝወድአ ናይ ዓቐበትን ቁልቁለትን ውድድሮም ብኣርባዕተ መዓልቲ ዛዚሞም።

See some of the best news pictures from the week.

ክልተ ፓኪስታናውያን ተወዳደርቲ ባህላዊ ቅልስ ኣብ ዱባይ ሕብረት ዓረብ ኤሚሬትስ ቅልስ ገጢሞም እቲ ሓደ ንመጋጥምቱ ሕልኮ ኣእትዩ ናብ መሬት እናውደቖ።
መግለጺ ስእሊ, ክልተ ፓኪስታናውያን ተወዳደርቲ ባህላዊ ቅልስ ኣብ ዱባይ ሕብረት ዓረብ ኤሚሬትስ ቅልስ ገጢሞም እቲ ሓደ ንመጋጥምቱ ሕልኮ ኣእትዩ ናብ መሬት እናውደቖ።
ጀርመናውያን ስፖርተኛታት ጂምናስቲክ ኣብ ፉጂ ጃፓን ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ምርኢቶም እናቕረቡ
መግለጺ ስእሊ, ጀርመናውያን ስፖርተኛታት ጂምናስቲክ ኣብ ፉጂ ጃፓን ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ምርኢቶም እናቕረቡ
ኣብ ውሽጢ ስቴድየም ዝግበር ዝላ ፈረስ ሰሪርካ
መግለጺ ስእሊ, ኣብ ውሽጢ ስቴድየም ዝግበር ዝላ ፈረስ ሰሪርካ
ኣብ ዱባይ፡ ሕብረት ዓረብ ኤሚሬትስ ኣብ ዝጠኻየደ ውድድር ሓሰን ሃማዳ ኣብ ናይ ደቂ ተባዕትዮ ውድድር ንጥራ እንትዘልል። ግብጺ ናይቲ ውድድር ተዓዋቲት ኮይና እያ።
መግለጺ ስእሊ, ኣብ ዱባይ፡ ሕብረት ዓረብ ኤሚሬትስ ኣብ ዝጠኻየደ ውድድር ሓሰን ሃማዳ ኣብ ናይ ደቂ ተባዕትዮ ውድድር ንጥራ እንትዘልል። ግብጺ ናይቲ ውድድር ተዓዋቲት ኮይና እያ።

ኩላተን ስእልታት መሰል ቅዳሕ ተወሃብወን እዩ።