እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።

ናብ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታ ንምብጻሕ [መላግቦ ‘ምሉእ ትሕዝቶ’] ተጠቐሙ

ብዛዕባ ዳታ ምቝጣብ ንምፍላጥ ኣብዚ መላግቦ ነዚ ዝገልጽ ዓንቀጽ ጠውቑ

ኔታንያሁ፡ ‘እዚ እዋን ኲናት’ዩ’ ብምባል ምስ ሓማስ ተኹሲ ደው ምባል ነጺጕ

ትካላት ረድኤት ሕቡራት ሃገራት እቲ ኣብ ሞንጐ እስራኤልን ሓማስን ዝቕጽል ዘሎ ጐንጺ ጠጠው ክብል ይሓታ ኣለዋ። ቀዳማይ ሚኒስትር እስራኤል ቤንጃሚን ኔታንያሁ ግን፡ ምቁራጽ ተጻብኦ “ንሓማስ ኢድ ምሃብ’ዩ” ብምባል ነቲ ዝቐርብ ዘሎ ጻውዒታት ነጺጉ።

ቀጥታዊ ሸፈነ

  1. እስራኤል ኣብ ልዕሊ ሓካይም ዝርከብዎም 15 ሰባት ዝፈጸመቶ ቀታሊ መጥቃዕቲ ሕቶታት ኣልዒሉ

  2. እስራኤል ኣብ ቓዛ ሓካይም ብጌጋ ከምዝቐተለት ኣሚና

  3. ኢራን፡ ስለምንታይ 'ምስጢራዊ' መደበራት ሚሳይላ ተቃልዕ ኣላ?

  4. እስራኤልን ሓማስን ናብ ሓድሽ ድርድር ተመሊሶም ድዮም?

  5. እስራኤል፡ ኣብ ቓዛ ላዕለዋይ በዓል ስልጣን ሓማስ ቀቲላ

  6. ሑቲ፡ ሕነ ንምፍዳይ ናብ እስራኤል ሚሳይል ወንጪፉ

  7. ቓዛ፡ እስራኤል ብዝኸፈተቶ 'ሓድሽ መጥቃዕቲ' ኣማኢት ተቐቲሎም

  8. የመን፡ ንሑቲ ዒላማ ዝገበረ ሓድሽ መጥቃዕቲ ኣመሪካ ብዙሓት ሰባት ቀቲሉ

  9. ምምሕዳር ትራምፕ ኣብ ልዕሊ ዩክረይን ዝገበሮ እገዳ ኣልዒሉ: ዘተ ምስ ሩስያ ኸ ክሰልጥ ድዩ?

  10. ስዑዲ ዓረብን ቀጠርን ስለምንታይ ብዙሕ ዘተ ሰላም የካይዳ?

  11. እስራኤል ኤርትራውያን ንምስጓግ ቀዳማይ እማመ ኣጽዲቓ፣ ኣምነስቲኸ እንታይ ኢሉ?

  12. ንውጥን ትራምፕ ዝቃጸጽ፡ እማመ ዳግመ-ህንጸት ቓዛ ሃገራት ዓረብ፡ እንታይ ይብል?

  13. እስራኤል ናብ ቃዛ ረድኤት ከይሓልፍ ከልኪላ፡ እቲ ውዕል ሰላም ኣብቂዑ ማለት ድዩ?

  14. ሞሳድ ቅድሚ 40 ዓመት ኣብ ኢትዮጵያ ዝፈጸሞ 'ምስጢራዊ' ስርሒት

  15. ንፈለማ ዝተራእየ 'ምስጢራዊ' ካርታ እስራኤልን ፍልስጤምን ሰላምዶ ምፈጠረ?

  16. ድሕሪ 10 ዓመት ካብ ማእሰርቲ ሓማስ ናጻ ዝወጽአ ቤተ-እስራኤላዊ ኣቬራ መንግስቱ

  17. እስራኤል፡ እቲ ትማሊ ዝተረከበቶ ኣስክሬን ናይታ ምስ ደቃ ዝተጨውየት ኣደ ኣይኰነን ኢላ

  18. ሃገራት ዓረብ ንቓዛ ዳግማይ ንምህናጽ እንታይ ወጢነን ኣለዋ?

  19. ዓለም 'የሻል' ኢላ ከም መንግስቲ ዝተቐበለቶም ዕጡቓት

  20. ትራምፕ ንፑቲን ስለ ምንታይ ኣብ ስዑዲ ዓረብ ንራኸብ ኢሉዎ?