እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።

ናብ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታ ንምብጻሕ [መላግቦ ‘ምሉእ ትሕዝቶ’] ተጠቐሙ

ብዛዕባ ዳታ ምቝጣብ ንምፍላጥ ኣብዚ መላግቦ ነዚ ዝገልጽ ዓንቀጽ ጠውቑ

ኔታንያሁ፡ ‘እዚ እዋን ኲናት’ዩ’ ብምባል ምስ ሓማስ ተኹሲ ደው ምባል ነጺጕ

ትካላት ረድኤት ሕቡራት ሃገራት እቲ ኣብ ሞንጐ እስራኤልን ሓማስን ዝቕጽል ዘሎ ጐንጺ ጠጠው ክብል ይሓታ ኣለዋ። ቀዳማይ ሚኒስትር እስራኤል ቤንጃሚን ኔታንያሁ ግን፡ ምቁራጽ ተጻብኦ “ንሓማስ ኢድ ምሃብ’ዩ” ብምባል ነቲ ዝቐርብ ዘሎ ጻውዒታት ነጺጉ።

ቀጥታዊ ሸፈነ

  1. ኣመሪካ ኣብ ሶርያ ኣብ ልዕሊ እስላማዊ መንግስቲ መጥቃዕቲ ፈጺማ

  2. ኤርትራ፡ ፍሉይ ዘመናዊ ዲጂታዊ ስርዓት ጉምሩክን ንግዲን ኣተኣታትያ

  3. ቁርቍስ ስዑዲን ኢማራትን ኣብ ደቡብ የመን

  4. ናብ ሶማሊላንድ ዝበጽሐ እስራኤላዊ ሚኒስተር ቀልጢፉ ናብ ሃገሩ ተመሊሱ

  5. ኢራን ሰልፈኛታት ምቕታል እንተቐጺላ ጣልቃ ክንኣቱ ኢና - ትራምፕ

  6. ኣብ 2026 ክህልው ዝኽእሉ ዓበይቲ ግጭታት ኣፍሪቃን ዓለምን

  7. እስራኤል ንሶማሊላንድ ከም ሃገር ኣፍልጦ ምሃባ ንምንታይ'ዩ ኣካታዒ ኰይኑ?

  8. ሶማሊላንድ፡ ኤርትራን ቻይናን ዝሃብኦ መግለጺታት

  9. ንሶማሊላንድ ኣፍልጦ እትህብ ካልአይቲ ሃገር መን ትኸውን?

  10. ጆን ሲምፕሰን፡ 'ብዛዕባ 40 ውግኣት ጸብጺበ'የ፤ ከም 2025 ዝኣመሰለት ዓመት ግን ርእየ ኣይፈልጥን'

  11. ባይቶ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት እስራኤል ንሶማሊላንድ ኣፍልጦ ምሃባ ስዒቡ ህጹጽ ኣኼባ ጸዊዑ

  12. ጣልያን፡ ንሓማስ ሚልዮናት ዶላራት 'ኣዋጺእኩም' ዝተባሃሉ ትሽዓት ሰባት ተኣሲሮም

  13. ብዛዕባ ሶማሊላንድ ሒደት ዘገርሙ ሓቅታት

  14. እስራኤል ንሶማሊላንድ ዝሃበቶ ኣፍልጦ ዘስዓቦም ምላሻት እንታይ ይመስሉ?

  15. ድሕሪ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ናብ ሪያድ ዝኣተወ ኣልቡርሃን ምስ ልኡኽ ትራምፕ እንታይ ተዛሪቡ?

  16. ብስም ምውጻእ ሓገዝ፡ ኣብ ልዕሊ ሕሙማት መንሽሮ ዝዀኑ ቈልዑ ዝተፈጸመ ምትላል

  17. ኣውስትራልያ፡ ኣብ ልዕሊ ኣይሁዳውያን መጥቃዕቲ ምስ ዘካይድ ዝነበረ ሰብ ዝተጠማጠመ ኣድናቖት ይረክብ

  18. እስራኤል ኣብ ቃዛ ብዝፈጸመቶ መጥቃዕቲ ላዕለዋይ ኣዛዚ ሓማስ ቀቲላ

  19. ጸሓፊ ሕቡራት ሃገራት ብዛዕባ እቲ 25 ዓመት ዝገበረ ውዕል ኣልጀርስ እንታይ ኢሉ?

  20. ሪያድ፡ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ምስ ልኡል መሓመድ ቢን ሳልማን ተራኺቡ