እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።

ናብ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታ ንምብጻሕ [መላግቦ ‘ምሉእ ትሕዝቶ’] ተጠቐሙ

ብዛዕባ ዳታ ምቝጣብ ንምፍላጥ ኣብዚ መላግቦ ነዚ ዝገልጽ ዓንቀጽ ጠውቑ

ኔታንያሁ፡ ‘እዚ እዋን ኲናት’ዩ’ ብምባል ምስ ሓማስ ተኹሲ ደው ምባል ነጺጕ

ትካላት ረድኤት ሕቡራት ሃገራት እቲ ኣብ ሞንጐ እስራኤልን ሓማስን ዝቕጽል ዘሎ ጐንጺ ጠጠው ክብል ይሓታ ኣለዋ። ቀዳማይ ሚኒስትር እስራኤል ቤንጃሚን ኔታንያሁ ግን፡ ምቁራጽ ተጻብኦ “ንሓማስ ኢድ ምሃብ’ዩ” ብምባል ነቲ ዝቐርብ ዘሎ ጻውዒታት ነጺጉ።

ቀጥታዊ ሸፈነ

  1. ትግራይ፡ ዝተቛረፀ ዓለምለኻዊ ምፅራይ ገበናት ዳግም ክጅመር ፃውዒት ቀሪቡ

  2. ባይቶ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት፡ ብትራምፕ ዝቐረበ ውጥን ቓዛ ደጊፉ

  3. ኤርትራ፡ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ንሓድሽ ፍሉይ ልኡኽ ሕቡራት ሃገራት ኣዘራሪቡ

  4. ሶርያ፡ ኣይኤስ ንምስዓር ብኣመሪካ ናብ ዝምራሕ ጥምረት ክትጽንበር'ያ

  5. ቢቢሲ፡ ድሕሪ ክልተ ዓመት ኲናት ቓዛ ፋልማዩ ምስ ኣተወ እንታይ ተዓዚቡ?

  6. ሱዳን፡ ኣብ ቀብሪ ዝነበሩ ሓዘንተኛታት ብመጥቃዕቲ ድሮን ተቐቲሎም

  7. ን14 ዓመታት ኣብ እስራኤል ዝጸንሐ ኤርትራዊ ናብ ሃገሩ ተሰጒጉ

  8. ሑቲ፡ ብኣመንዝራነትን ሓሽሽን ኣሲሩዋ ዝጸንሐ ኢትዮጵያ ዝመበቈላ ሞዴል ፈቲሑ

  9. እስራኤል ኣንጻር ሓማስ ተለዓዕሎም ዘላ ዕጡቓት ጕጅለታት ቓዛ

  10. ፍቕሪ ኣፍጋናውን ኣይሁዳዊትን - ምስጢራዊ ተለፎን ካብ ሸላታት ጣሊባን

  11. እስራኤል ስለምንታይ ንስምምዕ ብምጥሓስ ኣብ ቓዛ መጥቃዕቲ ፈጺማ፣ ትራምፕኸ እንታይ ኢሉ?

  12. ቓዛ፡ እስራኤልን ሓማስን እሱራት ይለዋወጡ፡ መራሕቲ ሃገራት ምቁራጽ ተጻብኦታት ይፍርሙ

  13. ግብጺ ድሕነት ማይ ንምሕላው ኣድላዪ ስጕምቲ ክትወስድ እያ - ፕረዚደንት ኣልሲሲ

  14. ቓዛ፡ ኣብ መንጎ ሓይልታት ሓማስን ዕጡቓት ኣባላት ሓደ እንዳን ጐንጺ ተፈጢሩ

  15. ዋይት ሃውስ፡ ፕረዚደንት ትራምፕ ሽልማት ሰላም ብዘይምቕባሉ ንሽማግለ ኖቤል ነቒፉ

  16. ሰራዊት እስራኤል ካብ ገለ ክፋል ቓዛ ብምንስሓቡ፡ ህዝቢ ክሳግም ጀሚሩ

  17. ዛጊት ብዛዕባ ምቍራጽ ተዅሲ ቓዛ እንታይ ንፈልጥ፡ ዝተርፍከ እንታይ እዩ?

  18. ኤርትራን ህወሓትን "ኲናት ንምእዋጅ" ብሓባር ይሰርሑ ኣለዉ ንዝብል ክሲ ነጺጎም

  19. እስራኤልን ሓማስን ኣብ ቀዳማይ ምዕራፍ ውጥን ሰላም ቓዛ ተሰማሚዖም

  20. ኤርትራን ህወሓትን ብሓባር 'ኲናት ንምእዋጅ' ይሰርሑ ኣለዉ - ኢትዮጵያ