እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።

ናብ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታ ንምብጻሕ [መላግቦ ‘ምሉእ ትሕዝቶ’] ተጠቐሙ

ብዛዕባ ዳታ ምቝጣብ ንምፍላጥ ኣብዚ መላግቦ ነዚ ዝገልጽ ዓንቀጽ ጠውቑ

ኔታንያሁ፡ ‘እዚ እዋን ኲናት’ዩ’ ብምባል ምስ ሓማስ ተኹሲ ደው ምባል ነጺጕ

ትካላት ረድኤት ሕቡራት ሃገራት እቲ ኣብ ሞንጐ እስራኤልን ሓማስን ዝቕጽል ዘሎ ጐንጺ ጠጠው ክብል ይሓታ ኣለዋ። ቀዳማይ ሚኒስትር እስራኤል ቤንጃሚን ኔታንያሁ ግን፡ ምቁራጽ ተጻብኦ “ንሓማስ ኢድ ምሃብ’ዩ” ብምባል ነቲ ዝቐርብ ዘሎ ጻውዒታት ነጺጉ።

ቀጥታዊ ሸፈነ

  1. እስራኤል ኣብ ደቡባዊ ሊባኖስ ብዝፈጸመቶ መጥቃዕቲ ሓያለ ሰባት ተቐቲሎም

  2. ምስሕሓብ ትራምፕን ኮንግረስን፡ ስልጣን ምቕጻል ውግእን ጉዳይ ምቍራጽ ተዅሲን

  3. ካብ ጆን ፎስተር ዳላስ ክሳዕ ማሳድ ቡሎስ፡ ዝተሓላለኸ ምዕራፋት ዝምድና ኣስመራን ዋሽንግተንን

  4. ሰራዊት እስራኤል ኣብ ሊባኖስ ዝጀመሮ ሓደሽ መጥቃዕቲ

  5. በንያሚን ናታንያሁ ንኣዋርሕ ዝሓብኦ ናይ ጥዕና ምስጢር

  6. ዝለሓዀ ኢመይል ፔንታጎን፡ ኣመሪካ ንኣባላት ኔቶ ክትቀጽዕ ድያ?

  7. ካብ ነዳዲ ናብ ኮንዶም፡ ጽልዋ ውግእ ኢራን ኣብ ዓለማዊ ዕዳጋታት

  8. ትራምፕ፡ ንገደብ ግዜ ምቍራጽ ተዅሲ ንምንታይ ኣናዊሑዎ?

  9. ሊባኖስ፡ ምስሊ የሱስ ብመዶሻ ዝሰበረ እስራኤላዊ ወተሃደር ዓለምለኻዊ ቍጥዐ ፈጢሩ

  10. ኣመሪካ መርከብ ትዓግት - ኢራን ሓድሽ ሕጊ መጻብቦ ሆርሙዝ ተቕርብ

  11. ሕቡራት ሃገራት፡ 'ኣብ ደቡብ ሱዳን ሰባት ከም ኣጣል ይሕረዱ ኣለዉ'

  12. ምላሽ ኤርትራ ንመግለጺታት ቀዳማይ ምኒስተር ኣብይን ጀነራል ጻድቃንን

  13. ኒዩክሌር ዘለወን ሃገራት በዓል መን'የን፤ ብኸመይ ከ ወኒነንኦ?

  14. ኣብ ግጭት ኣመሪካን ኢራንን እንታይ'ዩ ክስዕብ? ኣርባዕተ ክህልዉ ዝኽእሉ ተኽእሎታት

  15. ኣብ መንጎ ስግኣት ኲናትን ተስፋ ዲፕሎማስን ዝተቐርቀሩ ኢራናውያን

  16. 'ዝተሓድገት ሱዳን' - ሕቡራት ሃገራት ዘመሓላለፎ ሓድሽ መጠንቀቕታ

  17. እስራኤልን ሊባኖስን ድሕሪ 1993 ንፈለማ እዋን ቀጥታዊ ዘተ ኣካይደን

  18. 'ሓደገኛ ጠላዕ' ትራምፕ

  19. ትራምፕ ዘቕርቦ ዘሎ መፈራርሒ ዕጽዋ ሆርሙዝ ንፍታሕዶ ንዝያዳ ሓደጋ?

  20. ድሕሪ ምቍራጽ ዘተ ኢራን-ኣመሪካ መልሲ ዘድልዮ ሕቶ፡ 'ዝስዕብ እንታይ እዩ?'