እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።

ናብ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታ ንምብጻሕ [መላግቦ ‘ምሉእ ትሕዝቶ’] ተጠቐሙ

ብዛዕባ ዳታ ምቝጣብ ንምፍላጥ ኣብዚ መላግቦ ነዚ ዝገልጽ ዓንቀጽ ጠውቑ

ኔታንያሁ፡ ‘እዚ እዋን ኲናት’ዩ’ ብምባል ምስ ሓማስ ተኹሲ ደው ምባል ነጺጕ

ትካላት ረድኤት ሕቡራት ሃገራት እቲ ኣብ ሞንጐ እስራኤልን ሓማስን ዝቕጽል ዘሎ ጐንጺ ጠጠው ክብል ይሓታ ኣለዋ። ቀዳማይ ሚኒስትር እስራኤል ቤንጃሚን ኔታንያሁ ግን፡ ምቁራጽ ተጻብኦ “ንሓማስ ኢድ ምሃብ’ዩ” ብምባል ነቲ ዝቐርብ ዘሎ ጻውዒታት ነጺጉ።

ቀጥታዊ ሸፈነ

  1. ትራምፕ ንጀይዲ ቫንስ ስለምንታይ እቲ ዝኸበደ ተልእኾ ኣረኪብዎ?

  2. መጻብቦ ሆርሙዝ ብኸመይ ሓያል 'ኣጽዋር' ኢራን ኰይኑ?

  3. ስቕለት ብኸመይን ኣበይን ተጀሚሩ?

  4. ድሕሪ ምቍራጽ ተዅሲ፡ እስራኤል ኣብ መላእ ሊባኖስ መጥቃዕታት ተካይድ

  5. ግዝያዊ ምቍራጽ ተዅሲ ኣብ ኢራን ከመይ ይርአ፡ ዝስዕብከ እንታይ ክኸውን እዩ?

  6. ኢራን ብመጻብቦ ሆርሙዝ ንዝሓልፋ መራኽብ እትህቦ ዘላ መጠንቀቕታ እንታይ እዩ?

  7. ኣብ ልዕሊ ትሕተ ቕርጺ ኢራን ዝተፈጸመ መጥቃዕቲ ኣመሪካ-እስራኤል እንታይ ይመስል?

  8. ትራምፕ ካብ ታሪኽ ኣገዳሲ ትምህርቲ ወሲዱ ዶ?

  9. ትራምፕ፡ 'ንኢራን ኣብ ሓደ ለይቲ ክንድምስሳ ኢና'

  10. ትራምፕ፡ ኢራን መጻብቦ ሆርሙዝ ክትከፍት ጸርፊ ኣሰንዩ የፈራርሕ

  11. ሆርሙዝ፡ ሚሳይል ንመርከቦም ድሕሪ ምህራሙ ብኸመይ ሓደ ባሕረኛ ሞይቱ፡ ሓደ ን24 ሰዓታት ብህይወት ጸኒሑ?

  12. ናብ ሳልሳይ ኲናት ዓለም ነምርሕ ዲና ዘለና?

  13. ኣብ 1970ታት ዝነበረ ቅልውላው ነዳዲ እንታይ'ዩ፣ ካብኡ ናብ ዝኸፍአ ዲና ነምርሕ ዘለና?

  14. ባብኤል መንደብ፡ እቲ ካልእ ኢራን 'ክዓጽዎ እየ' ትብሎ ዘላ መጻብቦ

  15. ኣመሪካ ብኸመይ ንደሴት ኻርግ ኢራን ንምቍጽጻር ክትፍትን ትኽእል?

  16. ቀይሕ ባሕሪ ብሑቲ ኣንጸላልይዎ ዘሎ ሓዲሽ ደበና ስግኣት

  17. ሑቲ፡ 'ኣጻብዕትና ኣብ ቃታ' - ናብ እስራኤል ተኲሱ ጸቕጢ የጋድድ

  18. ቅልውላው ነዳዲ፡ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝርከብአን ሃገራት ዝወስድኦ ዘለዋ ስጕምታት

  19. 'እቲ ዝኸበደ ገበን ኣንጻር ሰብኣውነት'፡ ሃገራት ስግረ-ኣትላንቲክ ብንግዲ ጊላነት ካሕሳ ክኸፍላ ይግባእ ዶ?

  20. ሕቡራት ሃገራት፡ ጊላነት ኣፍሪቃውያን 'ዝኸበደ ገበን ኣንጻር ሰብኣውነት' ምዃኑ ኣፍልጦ ሂቡ